ኣነ መንበሪ ፍቓድ ተዋሂቡኒ ኣሎ።

ኣብዚ ከም ስደተኛ፡ ከም ኣማራጺ ዕቝባ ዘድልዮ ሰብ ወይ ብመሰረት መምርሒ ጃምላዊ ስደት መንበሪ ፍቓድ ምስ ተዋህበካ እንታይ ክትገብር ከም ዘለካ ከተንብብ ትኽእል ኢኻ።