ኣብ ሽወደን ዕቝባ ምሕታት

ናይ መጠረሽታ ዝተሓደሰሉ: 5 7 2023

ኣብዚ ብዛዕባ ኣብ ሽወደን ዕቝባ ንምሕታት ከመይ ከም ትገብር ከተንብብ ትኽእል።

ንኣብነት ናይ ዕቝባ ምልክታኻ ንምእታው ከመይ ክትገብር ከም ዘሎካ፡ ኣየኖት ዝተፈላለዩ ዓይነት መንበሪ ፍቓድ ክትወሃብ ከም ትኽእልን ድሕሪ ብዓል መዚ ኢሚግረሽን ነቲ ዘእተኻዮ ምልክታ ዕቝባ ውሳነ ምሃቡ እንታይ ከም ዘጋጥምን ከተንብብ ትኽእል።

ሽማገል ጥዕናን ማሕበራዊ ውሕስነትን ዕቝባ ክትሓትት ከለካ እንታይ ከም ዘጋጥም ክልተ ፊልም ገይሮም ኣሎዉ

ፊልም ንዓኻ ኣብ ሓደ ሆቨበ-ሄም ትቕመጥ

ፊልም ንዓኻ ኣብ ሓደ ቤት ስድራ ትቕመጥ