ንጥፈታት ምርካብ

ናይ መጠረሽታ ዝተሓደሰሉ፡ 6 9 2018

"ንጥፈታት ርኸብ" ንዓኻ ዝሰማምዓካ ንጥፈታት ክትደልየሉ ትኽእል ሓደ ዓውደ-ኣዋርሕ እዩ። ንኣብነት ኣብቲ ጥቓ ትነብረሉ ቦታ ንናትካ ዝንባለ ዝሰማማዕ ንጥፈታት ዘሎወን ማሕበራት ክትረክብ ትኽእል ኢኻ።

ኣብ ሓደ ፍሉይ ቦታ መድለዪ ቃል፡ ወይ ሓደ ፍሉይ መዓልቲ ወይ ንጥፈታት ክትጽሕፍ ትኽእል ኢኻ። ንኣብነት ስፖርት፡ ቋንቋ ሽወደንኛ ወይ ባህሊን መዘናግዕን።