ኣብ ሽወደን ምንባር

ናይ መጠረሽታ ዝተሓደሰሉ: 6 9 2022

ኣብዚ ምዕራፍ'ዚ፡ ንዕዳጋ-ዕዮን ንግዳዊ ጽላትን ሽወደን ዝድህስስ ሓበሬታ ከተንብቡ ኢኹም። ጂኦግራፊያዊ ኣቀማምጣ ሽወደንን ነበርታን ብዝምልከት'ውን ሕጽር ዝበለ ሓበሬታ ስፊሩ ኣሎ።