ኮቪድ-19 ንጥዕናይ ብኸመይ ክጸልዎ ይኽእል?

ናይ መጠረሽታ ዝተሓደሰሉ: 6 9 2022

ንነብስኻን ካልኦትን ከመይ ጌርካ ካብ ኮቪድ-19 ምልባድ ከም ትከላኸል ኣብዚ ሓበሬታ ትረክብ።