ናብ ሽወደን ምምጻእ

ናይ መጠረሽታ ዝተሓደሰሉ: 6 9 2022

እዚ ምዕራፍ እዚ፡ "ናብ ሽወደን ድሕሪ ምምጻእኩም እንታይ የጋጥመኩም?" ዝብል ዛዕባ ዝድህስስ ምዕራፍ እዩ። ብዘይካ'ዚ ብዛዕባ ታሪኽ ሽወደን፡ ባህልን በዓላትን'ውን ብመጠኑ የዘንቱ።