ኣብ ሽወደን ጸላዊ ሰብ ምዃን

ናይ መጠረሽታ ዝተሓደሰሉ: 6 9 2022

ኣብዚ ምዕራፍ'ዚ፡ "ሽወደን ብኸመይ ትምራሕን፡ ብዛዕባ ኤውሮጳዊ ሕብረትን" ዝብሉ ዛዕባታት ሰፊሮም ኣለዉ። 'ብስነ ሓሳብን ብግብርን ክርአ ከሎ፣ ደሞክራሲ ኣብ ሕብረተሰብ እንታይ ይመሰልን ብኸመይ ይሰርሕን ዝብሉ'ውን ኣብዚ ምዕራፍ'ዚ ከተንብቡ ኢኹም። 'ምርጫ ብኸመይ ይካየድ?' ዝብል ሓበሬታ'ውን ኣብዚ ምዕራፍ'ዚ ተጠቒሱ ኣሎ።